ኣብ ሊባኖስ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 125 ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ምምላሶም ሚንስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ወሃቢ ቃል እቲ ሚንስትሪ ኣምባሳደር ነቢያት ጌታቸው ልዕሊ 5,000 ኢትዮጵያዊያውን ...
ኣብዚ ዝመጽእ ሰሙን ዝካየድ ምርጫ ኣመሪካ፡ ክልተ ካብ ኣፍሪቃ ዝመጹ ኢሚግራንት ድማ ንከተማ ኦክላንድ ካሊፎርንያ ይወዳደሩ ኣለዉ። ሜሮን ሰመዳር ኣብ ኤርትራ ተወሊዱ ዝዓበየን ቅድሚ 12 ዓመታት ናብ ...
Sudan: The World Food Program’s executive director, Cindy McCain, called on the warring parties in Sudan's conflict to grant ...
ሽሕ`ኳ ኣሸሓት ኪሎ ሜተራት ካብ ሃገሮም ርሒቖም እንተሃለዉ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ዝሰርሑ ኣመሪካውያን ነዚ ዝመጽእ ሰሙን ዝካየድ ምርጫ ኣመሪካ ብንቕሓት ይከታተልዎ ኣለዉ። ...
ሕጹይ ርፓብሊካዊ ተወዳዳሪ ዶናልድ ትራምፕ፡ ንገለ ካብቶም ኣብ ዝቐደመ ምምሕዳሩ ምስኡ ዝሰርሑ ዜጋታት “ፋሽሽታውያን” ኢሉ ብምጽዋዕ፡ ኣብ መንግስታዊ ቦታ ንኽሰርሑ ብቕዓት የብሎምን ኢሉ። ምኽትሉ ...
Donald Trump headlined a rally at New York's Madison Square Garden that began with a series of vulgar and racist remarks by ...
ብፈደረሽን ቅድድም ብሽክለታ ዞባ ማእከል ኤርትራ ተወዲቡ፡ ካብ 20 ክሳብ 27 ጥቅምቲ 2024 ኣብ ሸውዓተ መድረኻት ክካየድ ዝቐነየ “ዙር ዞባ ማእከል 2024” ሰንበት 27 ጥቅምቲ ኣብ ጎደናታት ...
ፕረዚደንት ሃገረ ጆርጅያ ንውጽኢት ፓርላመንታዊ ምርጫ ኣፍልጦ ኣይህቦን ብምባል ተቓውሞ ፀዊዓ። ፕረዚደንት ጆርጂያ ውፅኢት ኣብዚ ሰሙን ዝተኻየደን ሰበስልጣን ምርጫ ገዛኢ ፓርቲ ስዒሩ ንዝበሉዎን ...
(RSF) ኣብ ማእኸላይ ሱዳን ኣብ እትርከብ ሓንቲ ከተማ ንልዕሊ 120 ሰባት ምቕታሎም ገሊፆም። እቲ ጉጅለ ተኸታታሊ ዕንቅፋት ምስ ኣጋጠሞን ዝቆጻጸሮም ከባቢታት ድሕሪ ምስኣኑን ኣብ ልዕሊ ወታሃደራት ...